ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ር/ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 30, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ዝተመዝገብኩምን ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝተመዝገብክምሉ ሰርተፈኬት መቅረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀረብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 30/5/2016 ዓም ክሳብ 4/6/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ናብ ቁፅሪ ክፈሊ 3 -18 ምቅራብ ይግባእ ::ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 5/6/2016 ዓም ሰዓት 2:30 ይክፈት ምካኑ ንገልፅ
2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክክዉን አለዎ
3 ካብ ዝቀረቡ ተወዳደረቲ ሰዓራይምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል
4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓለቲ ጀሚሪ ን2ተ ስራሕ መዓለቲታት ጥራሕ ይከወን
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፀኦ በዝሒ ምቅናስን ምዉሳክን ከምእዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝደለ ሐበሬታ በኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 4064511
ተቁ | መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
ጎማ ብርጅስቶን | 265/70R18 | 05 |