ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ (Printer) ንክትዕድግ ስለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ተጫረቲ ዘማልእዎ ረቋሓታት
1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሱን::
2. ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት CPO ከትሕዝ ዝክእል::
3. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኾነ::
4. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30 ቅርሺ (ሰላሳ ቅርሺ)
5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 17/04/2016ዓ/ም-25/04/2016 ዓ/ም ይኸውን::
6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 25/04/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4 ;00 ኾይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይኸውን::
7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ::
8. VAI ተመዝገብቲ ዝኾኑ ::