ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ብየዳ ስራሕቲ ዘገልግል ንብረት ተዓዲጉ ንክቀርብ ብደቁ 20948/ቐ/መ/ማይ ዕለት 11/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረብ ሕቶ ዕድጊት መሰር ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2016 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2016 6:01 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መዓቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
1 | Electode – 3.2 | Packet | 16 | ||
2 | Cutter Disk 230 * 2.0* 22.2 | pcs | 150 | ||
3 | Flat Iron 3*40 mm | pcs | 20 | ||
4 | ናይ ብረት ቀለም / ኣንትረስት / በዓል 4 ኪሎ ግራም | Gallon | 8 | ||
5 | ዋየረ በሪሽ ብረት | Pc | 20 |
1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅረበ ተወዳደሪ ተቀባለነት የብሉን ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር
2 ግበሪ ከፋሊ /ቲን ንምካኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝክእል
3 እቲ ፕሮፎርማ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
4 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 15/4/2016 ዓም ክሳብ 17/4/2016 ዓም
አድራሻ 03 ቀበሌ ስልኪ ቁፅሪ 0344407335