ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዱሽ ንዘስርሖ ዘሎ ሰርቪስ ገዛ ዘድልዩ ናይ ፊኒሽንግ ማተርያላት ሞራለ ፋሻ ቦርድ : ጉራንዳየ : ቆርቆሮ : ፕላስቲክ ኮርኒስ : ናይ ማዕፆ ብረት LTZ : ሴራሚክ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዓመት ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰ
2 ተመዝጋቢ ዝኮነ
3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ
4 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2 ሚእታዊ ብስፒኦ ብምስራሕ ኣብዝተኣሸገ ፖስታ ኣካቲቱ ከቅርብ አለዎ
5 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክዉስድ ይክኣል
6 ተጫረቲ ዝተጫረትሉ ማተሪያክ አሸናፊ ካብ ዝተገለፁ ሳምፕል ከቅርብ ዝክእል እቱ ሳምፕል ብብዓል ሞያ ተረጋጊፁ ምስሐለፈ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ አለዎ
7 እቲ ጨረታ ካብ ታሕሳስ 15/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 22/2016 ዓም እስካብ ሰዓት 3:00 ዝፀንሕ ይከዉን
8 እቲ ጨረታ ካብ ታሕሳስ 15/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ታሕስ 22/2016 ዓም እስካብ ሰዓት 3:00 ዝፀንሐ ይከዉን
9 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ታሕሳስ 22/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ይከዉን ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት
ንተወሳኪ መብርሂ 0914709115 / 0914729028