ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 15/04/2016 ጀሚሩክሳብዕለት17/04/2016 ስዓት 0400 ቅድሚቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ወሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣

5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

ተቁ

ዝደለ ዓይነት ንብረት Material

መፍለይ ቁፅሪ Sepcification / part Number

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ቦልጀይንት ለወር

43330-9510 ናይ kun 25L PRMDHN

ቁፅሪ

01

2

ቦልጀይንት አፐር

43310-9510 ናይ kun 25L PRMDHN

ቁፅሪ

02

3

ሊንክ ኣሰይ LH

48810-ok010 ናይ kun 25L PRMDHN

ቁፅሪ

01

4

ሊንክ አሰይ RH

48810-ok030 ናይ kun 25L PRMDHN

ቁፅሪ

01

5

ዋይፐር ሊንክ

85150- ok021 ናይ kun 25L PRMDHN

ቁፅሪ

01

6

እንጀክሽን ፓምፕ ስሎኖይድ

ብሳምፕል መሰረት

ቁፅሪ

01

7

ድሕሪት መብራህቲ

85150- ok021 ናይ kun 25L PRMDHN

ቁፅሪ

01

ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስቁ 0344401875

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s