ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ዉልቀ ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ስፒኦ ወረቀት ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ 30

  5 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ እዩ

6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 10/04/2016 ዓም ክሳብ 15/4/2016 ዓም ይከዉን

7 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 15/04/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/04/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s