ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ፅርየት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ 4000, ኤሌክትሮኒክስ 10000, ፅርየት ኣቁሑት 1000
bidding: search status closed
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት
- ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ካርዲን ቫትን ሰርተፊኬትን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ 05/04/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/04/2016 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ምዉሳድ ዝክእል::
- ጨረታ መክበሪ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 4,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል::
- ጨረታ መክበሪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ 10,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእ::
- ጨረታ መክበሪ ናይ ፅርየት ኣቁሑት 1,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል::
- እዚ ጨረታ ዕለት 15/04/ 2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ቅ/ሰዓት 3:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት::
- ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኪሓበሬታ
0932201817 0929505882 0914784058 ምሕታት ይከኣል