ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት04/04/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት08/04/2016 ስዓት 04፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣
5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ Specification/part Number/ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ጎማ ምሰ ካለማደርኡ ብሪጂስቶን | 235/70R16 | ብቁፅሪ | 05 | ||||
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም _________________
ፊርማ _________________
ኣድራሻና
ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875