ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ንቤት መዘጋጃ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 29, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2016 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልን

2 ቁፅሪ መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእልን

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገቡ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል አብ ስራሕ ሰዓት ካብ 1 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ 19 ታሕሳስ 2016 ዓም ክወስድ ይክእል

6 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ማለት እዉን ቼክ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ 10000 ቅርሺ ክትሕዝ ዝክእል

7 ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተረጋገፆ ዕለት ጀሚሩ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ንብረት ብናይ ባዕሉ አጎዓዒዙ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ አታዊ ክገብር ዝክእል
8 ጨረታ 22 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ክክፈት እዩ

9 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት በጀት መሰረት ብምግባር 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ እዉን ምንካይ ይክእለ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0987106141

ጨረታ መደብ

s