ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሕትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 27, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 28/30/6 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/04/2016 ዓ/ም ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ዝተዳለየ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ብምውሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና -

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2. ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4. ናይ መቅረባይነት ን2016 ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5. መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳረሒ ብር 3000.00 ንናይ መኪና መለዋወጢኣቑሑትድማ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፖኦ ከትሕዝ ዝክእል፡፡

7.ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል

8. ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፣

9. ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት /ስፔር ድማ ብተመሳሳሊ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፣

10. ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ 'ዩ፡፡

11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914420721/0927729662 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።

ጨረታ መደብ

s