ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ኢንስቲዩት ዝውዕሉ ናይ ቤት ፈተነ ማለት ላባራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኽፈልኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ
4 ናይ ጨረታ መከበሪ 40,000 /አርባዓ ሽሕ/ ከድሕዝ ዝክእል
5 ተወዳደርቲ እትጫረቱሉ ዶክመንት ብፖስታ ካብ ዕለት 21/03/2016 ዓ/ም ክሳብ 27/03/2016 ዓ/ም እናመፃኩም ምሃብ ትክእሉ
6 አቲ ጨረታ ዕለት 27/03/2016 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ኮየኑ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
7 ናይ ጨረታ ድኩመንት ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምውሳድ ይከአል