ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 21, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed


1 ተጫረቲ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ተጫረቲ ካብ ዕለት 21/03/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2016 ሰዓት ምእታዉ ይካኣል

4 ተጫረቲ ኣብ እተቕርብዎ ዋጋ 15 ሚኢታዊ ቫት ክነክፍል ምኻንና ክፍለጥ ይግባእ

5 ተጫረቲ ብር 50000 ናይ ጨረታ መኸበሪ በስፒኦ ምስቲ ሰነድ ኣተሓሒዞም ዘቅርቡ

6 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/04/2016 2ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት

ጨረታ መደብ

s