ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዘለዉ ዘገልገሉ ንብረታት ትቦታት ብረት: ናይ ማይን መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ትቦታት ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 18, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንግደ ፈቃድ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/3/2016 ዓም ክሳብ 27/3/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ግልጋሎትን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 1 እዚ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን ብምምፃእ ክትሳተፉ ይዕድም እቲ ጨረታ በቲ ዕለት 27/3/2016 ዓም ድሕሪ ቀትሪ 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 27/3/2016 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ልክዕ ሰዓት 9:30 ይክፈት
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914784957