ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ሻሂ ቡና ማተሪያል (Cofee/tea Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናገዛ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት CPO ከትሕዝ ዝክእል

3ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30

5 ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/3/2016 ዓም ክሳብ 14/3/2016 ዓም ይከዉን

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 14/3/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

9 ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s