ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሽረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ማለት እዉን ኮቡል ስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 3, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብቲ ፅሕፈት ደኣንት ናይ ልምዓት ጉጅለ ማሕበር ማለት አዉን ሲድ ማኒ ዝተመዝገበ ብማሕበር ዝተወደበን ምስክር ወረቀት ከቅርበ ዝክእልን

2 ናይ 2016 ዓም ዝሐደሰን ናይታ ማሕበር ሕጋዊ ዉክልና ዝሐዘን ንዝከፈሉ ክፍሊት ሕጋዊ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእልን

3 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ምዉሳክ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 29/3/2016 ዓም ክሳብ 10/3/2016 ዓም ይከዉን

5 እቲ ጨረታ 10/3/2016 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 10/3/2016 ልክዕ ሰዓት 4:15 ክክፈት እዩ

6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ብዛይ ምህላዎም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ሰነድ ጨረታ ዝዉሰደሉን ዝካየደሉን ቦታ ኣብቲ ትካል ኣብ ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይከዉን

8 እዚ ምልክታ ብሬዲዩ ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩክሙ ሰነድ ጨረታ ትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ክንሕብር ንፈቱ

ጨረታ መደብ

s