ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት ዝርከቡ አብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሰክሪተሪያትን ዩኤን ዲፒን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ከም ቪዲዩ ካሜራ: ፕሪንተር: ላፕቶፕ ወዘተ :ኣቅሑት መለዋወጠ መከይንን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ክሳብ 7 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ክሳብ 7 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ መቅረባነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሰት ታክስ ዝኮንኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 7 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክተሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ ንሰነድ ኤሌክትሪነክስን ንሰነድ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ጎማን 200 ብምክፋል ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም
3 ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406151