ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም
2 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 23/2/2013 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/02/2013 ዓም ቅድሚ ሰዓት 400 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/2/2013 ዓም 430 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት
3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342409922