ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
- 1 ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑትን
- 2 ኣብ ጣብያታት ንዝስርሑ ዝተፈላለዩ ዓይነት መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ስሚንቶ ካብ ከተማ እንትጮ ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከጓዓዕዝን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
በዚ መሰረት
- ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም
- ንፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑትን
- ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ጥሪ 2008 ዓም ዘፍለጥኩምን
- ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምÂ
- መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም
- ስሚንቶ ንምጎዓዝ ሊብሬ Â ዘለኩምን ንክትወዳደሩ እንትንዕድም::
- ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 23/06/ 2007 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ንሕድሕዶም ብር 50 ብምክፋል ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ ገዛ 9 ምዉሳድ ይካአል
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ ትክእሉ ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
- ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ክተቅርቡ ክተጓዓዕዙ እትክእሉ ንክትጫረቱ ንዕድም
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/7/2007 ዓ/ም ድቀትሪ 8:00
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8/7/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻÂ ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
- እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
   NB ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::
Â
Â
Â