ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣብ 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ 4 ኣቅሑት ፅሬት ፣ 5 መኪና ሰርቪስ ንምግባር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሎት 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ዝርዘር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም ብምምፃእ ንሓደ ሎት 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 17/02/2013ዓ/ም ክሳብ 02/03/2013ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል
2 እቲ ጨረታ 03/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት መዘጋጃከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ከተማ ኮረም ይክፈት
3 ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ መምርሕታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካአል
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 04 68 /03 45 51 07 43