2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ናይ ደረቕ ወንበር / በዝሒ 55/ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ
2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ
3 ቫት ዝተመዝገበ
4 2 % ዊዝ ሆልድ ታክስ ዝከፍል
5 ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቅርብ
6 ፕሮፎርማ ካብ 10/02/2013ክሳብ 15/02/2013ዓ/ም ይፀንሕ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 02 35 53/ 09 14 72 59 09