ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ከሐትምን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መቅረባይነትን ዘሐደሰ ቲን ቁፅሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ ወረቀትን ናይ ነሓሰ ወርሒ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 3000 ፣ ስራሕቲ ሕትመትን 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
4 ዝተዳለወ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 15 ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ምዉሳድ ይካኣል
5 ጨረታ 25/02/2013ዓ/ ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓፅዩ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይከዉን
6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ
7 እቲ ዝቀርብ ንብረት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን ይክእል እዩ
8 ተጫራታይ ዘቅርበዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ዘቅርቡ
9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልታት ን 30 መዓልታት ይከዉን
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መለሱ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 1209