ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2013 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት10፡00 ድ/ሰዓት
3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ
4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27