ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ንደም ለገስቲ ዘገልግሉ ብስኩት ንእሽተይ ማይን ንእሽተይ ለስላሳን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 04፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

ጨረታ መደብ