ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ Fargo DTC color ribbion ፣Fargo duel side over laminate paper፣ cards for fargo DTC 4500e : FARGO ክሊነር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2013 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም
3 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካርዲ
5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይከዉን
ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 46 11 21/0058/09 14 12 08 20