ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ሳንታይዘር ፣ ፈሳሲ ሳና ካልኦትን ንምስራሕ ዘድልይዎ ኬሚካላት ተወዳደርቲ ብፕሮፎርማ ብምዕዳም ክዕድግ የደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2013 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ኬሚካልን ሪኤጀንት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

5 ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

6 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

7 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ዕለት 07/02/2013 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345599847 ምድዋልይካኣልእዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s