ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ቲን ቁፅሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን

2 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

3 ካብ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ክሳብ 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

ጨረታ መደብ