ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤትን ሻወርን ኣቅሑት ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተስርሕ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝርዝር ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 360 ክወስድ ይክእሉ

6 እቲ ፐሮፎርማ 03/02/2013 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ጨረታ መደብ

s