ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2012ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበዓ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ ታክስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 27, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ እትክእሉ
2 ናይ ኢንሽራንስ ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ
3 ናይ ዋንነት መኪና ሊብሬ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 እቲ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም እስካብ 29/01/2013ዓ/ም እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ
5 እቲ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 48 99 03 10 ምሕታት ይክኣል