ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢን ምምሕዳርን ኣጠቃቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ በቢ6 ወርሒ ዝሕደስ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ምእሳር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 27, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ናይ ሓምለ ነሓሰ ወርሒ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ዝከፈልሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተወሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቕርቡ ዝኽእሉ
3 ተወዳደርቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ
4እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 06/02/2013 ተመሊኡ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ 9፡30 ድማ ይክፈት
4 ጨረታ መኸበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋ ብ ባንኪ በዝተረጋገፀ ቸክ ፣ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ናይ ፅ/መሳርሒ 10,000.00፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን 10,000.00፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ 5.000.00፣ ሞተር ሳይክል10,000.00 ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 5,000.00 ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ 4,000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓ እዋን ንተኸታታሊ 35መዓልቲ ይፀንሕ
6 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ