ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ መኪና ጎማ ብርጅስቶን ምንፃፍ ናይ መኪና ሙቐት መከላከሊ ሮያል ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 21, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካርዲ

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/01/2013ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 46 11 21/0058

ጨረታ መደብ