ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተፈላለዩ ተሽከርከርቲ መኪናን ሞተር ሳይክልን መፈተኒ ተሽከርከርቲ ብናይ ቤት ፅሕፈት ኾይኑ ናይ ኢድ ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 15, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል
5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክተቕርቡ ትክእሉ
6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70