ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ጀነሬተር ፅገና ግልጋሎት ከፀግን ስለዝደሊ ተወዳደርቲ በዚ ፕሮፎርማ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 14, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ምስቲ ስራሕ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2011ን 2012/ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘቅርቡ፤

3ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ቤት ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ምዉዳስ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት3:30 ይከዉን

ተወሳኪሓበሬተብስቁ 0344340220

ጨረታ መደብ

s