ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500.00
bidding: search status closed

1 መኸበሪ ጨረታ ብር 1500.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

2 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝኽእል

3 ንመሸጣ ዝተዳለወ ዝርዝር ንብረት ካብ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ከተቕርቡ ይግባእ

4 እቲ ጨረታ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52 /03 42 40 65 94

ጨረታ መደብ

s