ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2013 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2013 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግድ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

3 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/01/2013 ክሳብ 13/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ጨረታ መደብ

s