ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማን ፣ ካላማዳርያን ፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅርን ፣

2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎም

3 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ

4 ፕሮፎርማ ካብ 11/01/2013 ክሳብ 13/01/2013ናይ ምሸት ሰዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ተቅርቡ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 14/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 50 92

ጨረታ መደብ