ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ ጎደና ፅሬት ዝሰርሑ ብማሕበር ዝተወደቡ መናእሰይ ጋዉንን ናይ ልምዓት መሳርሕን ከምኡ እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
bidding: search status closed
ብሬድዮ ዝተጋወሐሉ ዕለት 12/01/2013ዓ/ም እዩ
1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድን ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ናይ ወርሒ ሰነ ወይ እዋናዊ ቫት ዲክለሬሽን ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 05/13/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/01/2013ዓ/ም 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
3 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 15/01/2013ዓ/ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
4 መኸበሪ ጨረታ 6000 ቅርሺ ብስፒኦ ከቅርብ ዝክእል
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 12 19 57 38