ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንቲ ቤት መዘጋጃ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
  • ቦታ: ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ዝኮነ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ናይዚ ዘመን ቅዳሕ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎን ቅዳሕ ዘቅርቡ

3 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ደፍተር ዘለዎ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ወረቀት ምስክር ዘለዎን ናይ ወርሒ ሰነ/ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 07/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ዝርዝር መረጃ ካብ ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 ሰነድ ጨረታ 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መኸበሪ ጨረታ 8000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 44 76 59

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s