መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ 500 ካሬ ሜትር ናይ ምድልዳልን ምፅራግን ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 11, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደስኩም ደረጃ 6ን ካብኡ ንታሕቲ ዝኾንኹም ጠቅላላ ተኾናተርቲ (General Contractors ) ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ መወዳእታ ታክሲ ዓዳሓ ከባቢ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ዓዲሓ ቅርንጫፍ ብኣካል እንዳቀረብኩም ዝተዳለወ ሓደ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 100.00 ካብ ዕለት 11/01/2013 ጀሚሩ ክሳብ 16/01/2013ኣብ ዘለዉ መዓልታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትገዝኡ ንዕድም

እቲ ትካል ዝበለፀ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ሙኻኑ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ +251- 955 -335303/+251-914-092842

ጨረታ መደብ

s