ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ሃላቒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አለዎ ኮይኑ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቀፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን

2  ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ወይ ድማ ቶኦቲ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012 ሪፖርት መረዳእታ ዘቅርብን

3 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ መቕረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋስተና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ፋይናንስ ክፍሊ 6ይ ደብሪ ቢሮ 19 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ጨረታ ካብ ዕለት 07/ 01 /2013 ዓ/ም ክሳብ 13/ 01 /2013 ዓ/ም ይፀንሕ ዕለት 14/ 01/ 2013 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓሺጉ 3፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ይኽፈት::

7 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 09 14 76 53 89


ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s