ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሽ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማን ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 9, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,500.00
bidding: search status closed
1 ብስራሕቲ ፅሬት ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም
2 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ሓድሽ ፈቃድ ዘዉፅኡን
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቅርቡን
4 ኦርጅናል ዶክመንትን ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ዝክእል
5 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቕርቡ ዝክእል
6 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ
7 ዝቀረበ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን ከቕርብ ዝክእሉ
8 ተጫረትቲ 4500 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
9 ናይ ዉዕሊ መኸበሪ ብ ስፒኦ ካብ ዘእተይዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝኽእሉ
10 ንጨረታ ሰነድ 100ቅርሺ ብምግዛእ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 105 ምዉሳድ ትክእሉ
11 ጨረታ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ በቲ መዓልቲ ሰዓት 10፡00 ይክፈት
12 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034240563