ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል በዝሒ 02 ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ዝርዝር ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 360 ክወስድ ይክእሉ
6 እቲ ፐሮፎርማ 11/01/2013 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44