ወረዳ ራያ ዓዞቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2013 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 8, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፈቃድ ዘሐደስኩም
2 ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ
3 መቕረባይነት ተመዝጋቢ ምኻኑ
4 ምስ አሸናፊኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
5 ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይኖም ምስ ቫቱ ሓዊሲኩም ክትመልኡ ኣለኩም
6 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 11/01/2013ዓ/ም
7 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 02 53/09 52 68 55 80 / 09 12 70 97 75