ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር አቅሑት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝኽእል
3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ዓ/ም እስካብ 19/01/2013ዓ/ም ይከዉን
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ