ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ፅገና /ጋራዥ/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 19, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 8, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ክዕድግ ዝኽእል
3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ተጫረቲ ጋራዥ እንተነኣሰ ደረጃ 4ን ልዕሊኡን
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ዓ/ም እስካብ 19/01/2013ዓ/ም ይከዉን
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ