ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2013 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 8, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/01/2013 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 4፡00 ይኸዉን
2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75