ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2013 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2013 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 7, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ክሳብ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 08/01/ 2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 2