ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ናይ ደረቕ ጋሓፍ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 18, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 7, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 12,000.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈልኩም ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ካብ 04/01/2013ዓ/ም  ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ ስፒኦ 12000.00 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 41 90 18

ጨረታ መደብ

s