ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ
3 ናይ ግበሪ ከፈላይ ቁፅሪ ቲን
4 2% withholding tax ክከፍል ዝኽእል
5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል
6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91