ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈትና መሰረተ ልምዓትን ት/ፋ/ን ዝኮና PP968T- model ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 6, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር
2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ
3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 08/01/2013ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ
5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/01/2013 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87