ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ናይ ኣካል ጉድአት ዊልቼር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012 ሒሳብ ዘፍለጠን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን መቕረባይነት ዘሐደሰን
3 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 5000 ቅርሺ ከተትሕዙ እትክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 40 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/01/2013 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቃሒ መሰረት ኮይኑ ካብ ዕለት 03/13/2012ዓ/ም ክሳብ 12/01/2013 ምቅራብ ይካኣል
7 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 60 መዓልትታት ይከዉን
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 56/ 03 44 41 76 37